“ክንቲት – ሓወልቲ”
እቲ ስራሕ ክልቲኡ ስነ መጎታዊ ከምኡ’ውን ግርምቢጥ (ስግንጢር) እዩ። ዘላቒ ምልኣት ዚፈጥር ምንጽጻራትን ምቁርራጻትን ። ክንቲትን እምንን፡ ብወግዓዊ (ጽንብላዊ)፡ ብስነ ኣገባብ፡ ብዓይኒ ታሪኽ; ከምኡ’ውን ብስነፍልጠትታዊ፡ ትእምርታዊ ክብሪ ኣለዎ (ኣብነት ኢካሩስን ሲሲፋስን) (ኣየር – ነገር)።
ሓወልቲ፣ ርክብ ምስ ጸሓይ፣ መለኮታውነት፣ ዋርድያ፣ ምስጋና፣ ተዘክሮ፣ ግዜ (ሰዓት ጽላሎት፣ ጸሓይ በርቂ)

ከም ደቅሰባት ንምዕባለ፣ ቴክኖሊጂ፣ ተፈጥሮ፣ ኣብ ሓድሕድና ዘሎና ዝምድና ኩሎም ኣብዚ ስራሕ ነናቶም መርኣዪ ወይ መግለሲ ኣለዎም። (ብትእምርቲ፣ ብንዋት፣ ብተግባር . . . ወዘተ)
ከም መበገሲ ንቑጣ; ፍጥረት ሰብ፣ ኣካልን ነፍስን (ኣእምሮ)

ስእሊ፡ ፐተር ደወን

እቲ መስርሕ (ኩሉ ተኽእሎታት ኣብ ስራሕ፣ ኩሉ ናይ ምሕሳብ ክእለትን ጥበብን ምፍጣር) እቲ ኣዚዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገር እዩ።
እዚ ምይይጥ (ዝርርብ) ምስ እቲ ከውሒ(እቲ ንዋት ወይ ኣቕሓ) ከምኡ’ውን ኩሉ ተኽእሎታት ናይቲ ንዋት።
ካልእ፡ ምንቅስቓስ፣ እብረ፡ ቁርጽራጻት፡ ረምታ፣ መበቆል፣ ቅርጺ፣ ክብሪታት፣ ግዜን ኣቓውማን። ነቲ ውሽጣዊ ንምብጻሕ፣ እቲ ኣጠማምታን እዚ እዋን እዚን።
እዚ እዋን እዚ ኩሉ ግዜ ሕሉፍ እዩ።
ምስ ሙዚቃ፡ ኣብ ዝፍጸመሉ እዋን ጥራይ ህላውነት ዝህልዎ ኣወዳድሮ።